ቤተክርስትያንና ፖለቲካዊ ጸግዕን ኣራእያን የብሉን
ቤተክርስትያንና ሃይማኖታዊ እምነት ህዝብና ዓቂቡን ሃብታም ባህልታት ሽወደንን ኤርትራን ንምውህሃድ ይሰርሕ።
ቤተክርስትያንና ትማሊ ናይ ወለድና ሎሚ ናትና ጽባሕ ናይ ደቅና ናይ ኩላትና እያ።
ቤተክርስትያንና ንመኽሰብ ውሑዳት ክብል ሃይማኖታዊ እምነት ህዝብና ንዕዳጋን ሎቕመጽመጽን ዕድል ኣይከፍትንዩ።