ስእልና መግለጺ ብዝሕና።
ስኒትና መግለጺ ሓይልና።
ሓይልና መግለጺ እምነትና።
እምነትና መግለጺ ውርሻና።
ውርሻና መግለጺ ጽንዓትና።
ጽንዓትና መግለጺ ታሪኽና።
ታሪኽና መግለጺ መንነትና።