
ዕድጊ ንብረት ንኣገልግሎት ቤተክርስትያን
ሰላም!
ካብ ንኡስ ሃገረ ስብከት ስዊድን፡ ንብረት ንኣገልግሎት ቤተክርስቲያን ኪትዕድጉ/ኪትጠልቡ ምስ እትደልዩ፥ ነዚ ዚስዕብ መምርሒ ተኸቲልኩም ዝርዝር መሊእኹም ስደዱልና። ንሕና ድማ ብመሰረት ዚመላእኹሞ ቕጥዒ ርኢና ነቲ ናትኩም ጠለብ ኪንሰደልኩም ኢና። ዝጠለብክሞ ንብረት ናብ ኢድኩም ንምብጻሕ ካብ 2 ክሳዕ 3 ሰሙን ኣቢሉ ይበጽሕ።
ቕድሚ ምጥላብ ንብረት ክፍለጥ ዘሎዎ ኣገዳሲ ሓበሬታ
ጠለብቲ ቤተ ክርስትያናት ኵሉ ግቡኣትክን ዘማላእክን ክትኮና ኣሎክን።ናይዚ ሕጂ ትጠልብዎ ዘሎኹም ንብረት ዋግኡን ናይ መስደዲኡን ክፍሊት ኣቐዲምካ ቅድሚ ንብረት ኣብ ኢድኩም ምብጽሑ እዩ ዚኽፈል። ንሕና ከኣ ኵሉ ከም ዘማላእኹም ርኢና፡ ኣብ ሓጺር ጊዜ እትደልይዎ ንብረት ኪንሰደልኩም ኢና።
ኣስተውዕሉ: ብጀካ እዞም ኣብ ላዕሊ ዝተገልጹ ክፍሊታት፡ ናይዚ ሕጂ ትጠልብዎ ዘሎኹም ንብረት ዋግኡን ናይ መስደዲኡን ክፍሊት ኣቐዲምካ ቅድሚ ንብረት ኣብ ኢድኩም ምብጽሑ እዩ ዚኽፈል። ንሕና ድማ ኵሉ ከም ዘማላእኹም ርኢና ኣብ ሓጺር ጊዜ እትደልይዎ ንብረት ኪንሰደልኩም ኢና።
Beställningsformulär – ቅጥዒ ጠለብ ዕድጊ
- ዚኾነ መብርሂ ወይ ሓበሬታ ምስ እንደሊ፡ ናብዚኣ +46 76 088 27 05 ቝጽሪ ተሌፎን ደዊልና ኪንሓትት ንኽእል ኢና።
- ዓቕሚ ናይ ገንዘብ ወይ ዋሕዲ ኣባላት ምስ ዘጋጥመና እሞ ጸገም ሽግር ምስ ዝህልወና ናብዚኣ +46 73 534 35 69 ቕጽሪ ተሌፎን ደዊልና ሓገዝ ወይ ምኽሪ ኪንረክብ ንኽእል ኢና።